Please correct the fields below:

ንዝያዳ ኮማዊ ግምገማ(ብምርጫ)

ከተማ ሾርላይን ኩሎም ኣባላት ኮም ኣብ ዝጸልዎም መደባትን ንጥፈታትን ዝኾነ ሕቶ ክሓቱን ኣበርክቶ ክገብሩን ዕድል ከምዘለዎም ሓቢሩ። 

ንኹሉ ሰብ ንምግልጋል ከተማ ሾርላይን ብመሰረት ዓሌት፣ መበቆል ሃገር፣ ጾታ፣ ስንክልና ፣ ወይ ድማ ክእለት ቋንቋ እንግሊዘኛን ንጥዕና ትሑት ኣታዊ ዘለዎምን ጸዓዱ ዘይኮኑን ዘይፈላሊ ኣርእስቲ VI ናይ 1964 ሕጊ ሲቪላዊ መሰላትን ካልኦትን ፈደራላውን ናይ ክፍለ ሃገር ሕግታትን ይኽተል።

ንዝያዳ ኮማዊ ግምገማ ንምምሕያሽ ክሕግዘና ብድሌትካ/ኪ ነዚ ግምገማ ክትመልኦ/እዮ ንሓትት።  ንክትሳተፍ ነዚ ፎርም ምምላእ ኣይትሕተትን

1

ስም ፕሮጀክት፡

2

ዕለት

3

ቦታ ህዝባዊ ኣኼባ

4
ጾታዊ መንነት
ጾታዊ መንነት
5
ኣየናይ ካብዞም ዝስዕቡ ንጾታኻ/ኪ/ብሄርካ/ኪ ብግቡእ ይገልጽ
(ኩሉ ዝምልከተካ/ኪ መርመር/ሪ)
ኣየናይ ካብዞም ዝስዕቡ ንጾታኻ/ኪ/ብሄርካ/ኪ ብግቡእ ይገልጽ (ኩሉ ዝምልከተካ/ኪ መርመር/ሪ)
6
ኣብ ገዛኻ/ኺ ብቀዳምነት ዝዝረብ ቋንቋ(ታት) እንታይ እዩ
ኣብ ገዛኻ/ኺ ብቀዳምነት ዝዝረብ ቋንቋ(ታት) እንታይ እዩ
7
ምሳኻ/ኺ ሓዊስካ ኣብ ትነብረሉ ክንደይ ሰባይ ትነብሩ
ምሳኻ/ኺ ሓዊስካ ኣብ ትነብረሉ ክንደይ ሰባይ ትነብሩ
8
ጥቕላላ ዓመታዊ ድምር ኣታዊኹም ክንደይ እዩ
ጥቕላላ ዓመታዊ ድምር ኣታዊኹም ክንደይ እዩ
9

ብዛዕባ እዚ ፕሮጀክት/ኣኼባ/ ኣጋጣሚ ብኸመይ ሰሚዕካ/ኪ
( ብኽብረትካ/ኪ ንኹሉ ረኣዮ/ይዮ ወይ ኩሉ ዝምልከት ዘርዝር)

ብዛዕባ እዚ ፕሮጀክት/ኣኼባ/ ኣጋጣሚ ብኸመይ ሰሚዕካ/ኪ ( ብኽብረትካ/ኪ ንኹሉ ረኣዮ/ይዮ ወይ ኩሉ ዝምልከት ዘርዝር)

የቐንየልና!

እዚ ሓበሬታ እዚ ብከተማ ሾርላይን ንዝያዳ ጻዕርን ከተማ ዋሺንግቶን ክፍሊ መጓዓዝያ ተኣኪቡ ብኣርእስቲ VI ንተማእዛዝነት ክጠቅም እዩ።

  1. To receive a copy of your submission, please fill out your email address below and submit.